ንህዝቢ ኤርትራ በዚዘሎ ስርዓት ክንልክዖ የብልናን- ጀነራል ጻድቃን ገ/ትንሳኤ

ንህዝቢ ኤርትራ በዚዘሎ ስርዓት ክንልክዖ የብልናን- ጀነራል ጻድቃን ገ/ትንሳኤ

ንናይ ኢሰያስ መንግስቲ ዝቃወሙ ሓይልታት እንተሊዮም፣ እዚኣቶም ብግቡእ ኣስኒቅና፣ ንሳቶም ብዝደልይዎ መንገዲ ኣብ ፖለቲካዊ ቅዋሞም ብዙሕ ኢድና የእቲና እዚ ግበሩ እዚ ከይበልና ከም ህዝቢ መጠን ኣኽቢርና ክንድቲ ዝደለይዎ እና ሓገዝና እንተ ኸድና ጽቡቅ'ዩ ዝብል እምነት ኣለኒ።


User: Tigrinya

Views: 2

Uploaded: 2016-09-29

Duration: 04:27